መጽሓፍ ምንጪ በረከት እዩ።
ፈለግ ቤት መጻሕፍቲ
ኣንብብ ፡ እንደገና ኣንብብ ፡ ሰሊስካ ኣንብብ ፡ ኩሉ ኣብ ምድግጋም ከም ዝኾነ ከይትዝንግዕ።
ነግስታት ሹማምንቲ ብጠቢባን ኣማኸርቲ ይኽበቡ። ሓደ ሰብ ቡቡዙሓት መጻሕፍቲ ክኽበብ ከሎ ናይ ቡዙሓት ልሂቃን ፍላስፋታት ፡ ብምጡቕ ኣእምሮ ዝተጻሕፉ ፡ መጻሕፍቲ ኣተሓሳስቡኡ ስምዒቱ ከብስል እንከሎ ግን ንባዕሉ ምልክት ጥበብ ኣይኮነን፧ እምበር ጥበብ በሉ ንሕና ዕማምና ልክዕ ከም ስምና ፈለግ ዘውሑዙ መጻሕፍቲ ናባኹም እነቕርብ ትጉሃን ቤት መጻሕፍቲ ኢና። ኣዙዙና ከነቕርበልኩም ኢና። ፈለግ ቤት መጻሕፍቲ ንበሃል።